ፕሮጀክትታት

ዘለዉን ዝመጹን ፕሮጀክትታት ኣብ መላእ ሰንሰለት ዋጋ ማዕድን ኢትዮጵያ።

ዘለዉ ፕሮጀክትታት

ምርምርን ንግድን ማዕድናት

📍 ትግራይ፣ ኢትዮጵያ · active

ወርቂ፣ ሳፋየር፣ ሊድ፣ ዚንክ፣ ኮፐር፣ ኦፓል፣ እምነበረድ፣ ላይምስቶን፣ ግራናይት፣ ሓሸዋ፣ ባዛልት፣ ፀፀር፣ ኢግኒምብራይት፣ ናይ ሸሽላ ሓመድ፣ ቢንቶናይት፣ ኳርትዝ፣ ከሰል እምኒ፣ ጂብሰም፣ ፑሚስ፣ ሓጺንን ካልኦት ዝኸበሩ መዓድናትን ምፍራይን ምሻጥን።

ዝተፈላለዮ ማሽናት ዘምርት ኤሊክትሮ መካኒካል

📍 መቐለ፣ ትግራይ · planned

ምፍራይን ምጽጋንን ዝተፈላለዩ ኤሊክትሮ መካኒካል ማሽናት ንማዕድን፣ ኢንዱስትርያዊ ምሰራሕን ሀንፀትን።

ሀንፀት ኣባይቲ

📍 ዞባ ትግራይ · planned

ፕሮጀክትታት ሀንፀት ኣባይቲ መንበሪ፣ ንግዳውን ኢንዱስትርያውን ብምጥቃም ኣብ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ሀንፀት ማዕድናት።

ኣግሮ ኢንዱስትሪ

📍 ደቡብ ትግራይ · planned

ምዕባለ ኣግሮ-ኢንዱስትርያዊ መሰራሕቲ ትካላት ብዘመናዊ ቴክኖሎጂን ኣብ ማዕድን ዝተመስረቱ እታውታትን።

ዘመናዊ ሕርሻ

📍 ትግራይ · planned

ምትግባር ዘመናዊ መስኖን ሕርሻዊ ሜላታትን ብምጥቃም ኣብ ማዕድን ዝተመስረቱ ድኹዓታት ንዝሓሸ ምህርቲ።

ፋብሪካ ጅብሰምን ካልኦትን

📍 ሽረ፣ ትግራይ · active

ምቛም ፋብሪካ ዱቄት ጅብሰምን ፕላስተርቦርድን፣ ካልኦት ንዋታት ሀንፀት ዘፍርዩ ትካላትን።

ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት

📍 ሽረ እንዳስላሴ · active

ምቕራብ ምኽሪ፣ ቴክኒካዊ ደገፍ፣ ምዕባለ ዓቕምን ምምራሕ ፕሮጀክትን ንዓንጋለት ማዕድንን ኢንዱስትርያውን።

ማእከላት ንግድን

📍 መቐለ · planned

ምቛምን ምስራሕን ማእከላት ንግድ ንፍርያት ማዕድን፣ ሕርሻዊ ምህርትታትን ኢንዱስትርያዊ ፍርያትን፣ ምስ ሎጂስቲክስ ላእኽ።

ማእከል ንግዲ ማዕድናት

📍 ትግራይ፣ ኢትዮጵያ · active

ማእከላይ ንግዲ ኩሎም ማዕድናት፦ ወርቂ፣ ሳፋየር፣ ሊድ፣ ዚንክ፣ ኮፐር፣ ኦፓል፣ እምነበረድ፣ ላይምስቶን፣ ግራናይት፣ ሓሸዋ፣ ባዛልት፣ ፀፀር፣ ኢግኒምብራይት፣ ናይ ሸሽላ ሓመድ፣ ቢንቶናይት፣ ኳርትዝ፣ ከሰል እምኒ፣ ጂብሰም፣ ፑሚስ፣ ሓጺንን ካልኦት ክቡራት ኣእማንን።

ኣብ ሓዬር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን ንነጥፈሎም ዓውደታት/ Services

AdA ማዕድንን ኩባንያን ኣብ መሰረት ምርምር ማዕድን ሃኒፁ ናብ ዝተፈላለዩ ኢንዱስትሪታት ብምስፋሕ ኣብ ሓዬር፣ ማእኸላይን ነዊሕን እዋን ዝስራሑ ዓውደታት ብስትራተጂካዊ መንገዲ ኣዳልዩ ኣሎ።

⛏️
ሓጺር እዋን

ወርቂ ፣ ሳፋየር ፣ ሊድ ፣ ዚንክን ካልኦትን ምፍራይን ምሻጥን

ወርቂ፣ ሳፋየር፣ ሊድ፣ ዚንክ፣ ኮፐር፣ ኦፓል፣ እምነበረድ፣ ላይምስቶን፣ ግራናይት፣ ሓሸዋ፣ ባዛልት፣ ፀፀር፣ ኢግኒምብራይት፣ ናይ ሸሽላ ሓመድ፣ ቢንቶናይት፣ ኳርትዝ፣ ከሰል እምኒ፣ ጂብሰም፣ ፑሚስ፣ ሓጺንን ካልኦት ዝኸበሩ መዓድናትን ምፍራይን ምሻጥን።

⚙️
ማእኸላይ እዋን

ዝተፈላለዮ ማሽናት ዘምርት ኤሊክትሮ መካኒካል

ምፍራይ ዝተፈላለዩ ኤሊክትሮ መካኒካል ማሽናትን መሳርሒታትን ንስርሓት ማዕድን፣ ኢንዱስትርያዊ ምሰራሕን ምዕባለ መሰረተ ልምዓትን።

🏗️
ማእኸላይ እዋን

ሀንፀት ኣባይቲ

ኣገልግሎት ሀንፀት ኣባይቲ መንበሪ፣ ንግዳውን ኢንዱስትርያውን ብምጥቃም ኣብ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ሀንፀት ማዕድናት ከም እምነበረድ፣ ግራናይት፣ ላይምስቶን፣ ባዛልትን ጂብሰምን።

🏭
ነዊሕ እዋን

ኣግሮ ኢንዱስትሪ

ምዕባለ ኣግሮ-ኢንዱስትርያዊ ትካላት ዘኣተዉ መሰራሕቲ ትካላት ንምህርቲ ሕርሻ ዋጋ ዝውስኹሉ፣ ኣብ መንጎ ዓውዲ ማዕድንን ሕርሻን ምትሕሓዝ ዝፈጥሩ።

🌾
ነዊሕ እዋን

ዘመናዊ ሕርሻ

ምትግባር ዘመናዊ ሕርሻዊ ኣሰራርሓታት ብምጥቃም ላዕለዋይ ቴክኒካት፣ ኣብ ማዕድን ዝተመስረቱ ድኹዓታትን ዘላቂ ሕርሻዊ ሜላታትን ንዝሓሸ ድሕንነት ምግብን ናብ ወጻኢ ምልኣኽ ዕድልን።

🧱
ማእኸላይ እዋን

ፋብሪካ ጅብሰምን ካልኦትን

ምቛም ፋብሪካታት ምሰራሕ ጅብሰምን ካልኦት ናይ ሀንፀት ንዋታት ዘፍርያ ትካላትን ንዝዓቢ ኢንዱስትሪ ሀንፀት ብጽቡቕን ኣብ ከባቢ ዝፍረየን ንዋታት ንምቕራብ።

🏢
ሓጺር እዋን

ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት

ምቕራብ ሓቋፋዊ ኣገልግሎታት ትካላት ዘኣተወ ምኽሪ፣ ቴክኒካዊ ደገፍ፣ ምዕባለ ዓቕምን ምምራሕ ፕሮጀክትን ንስርሓት ማዕድንን ኢንዱስትርያውን።

🏪
ነዊሕ እዋን

ማእከላት ንግድን

ምቛምን ምስራሕን ማእከላት ንግድ ንፍርያት ማዕድን፣ ሕርሻዊ ምህርትታትን ኢንዱስትርያዊ ፍርያትን፣ ውሽጣውን ኣህጉራውን ንግድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደታት ንምቅሉል።